2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ንስንኩላን

2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ንስንኩላን ነጻን ብግላዊ ድሌትን ዝውሰድ ትምህርቲ ኮይኑ መንእሰያት ዕቕሞም ንምምዕባል ብድሌቶም ዝመጽዎ ድሕሪ ናይ መባእታ ትምህርቲ ምፍጻም እዩ። ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ ዕላምኡ ንመንእሰያት ካብ ደቒ 16 ክሳብ 20 ዝዕድሚኦም እዩ።

ኩሉ መደብ ንኣርባዕተ ዓመት ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ክፍለ ትምህርቲ ሒዙ ይቕጽል።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ 2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ንስንኩላን። Pdf, 474.7 kB, opens in new window.