Högtrycket

ቤት ጽሕፈት ሀግትሪከት (Högtrycket) ንኩሎም ነበርቲ ሰደርሃምን ትሕቲ 25 ዝዕድሚኦም ደለይቲ ስራሕ ድሉው አዩ ። ካብ 350 ክሳብ 400 ዝኾኑ ምዝጉባት መንእሰያት ከም ደለይቲ ስራሕ ዕላምኦም ትምህርቲ ምቕጻል ወይ ስራሕ ምርካብን አዩ ።

ኣብ ቤት ጽሕፈት ሀግትሪከት መንእሰያት ደገፍ እግበረሎም ኣብ ምጽሓፍ ግላዊ ብቕዓት (CV) ን መጽናዕቲ ናይ መኪና ክልሰ ሓሳብን ትምህርቲ ብዛዕባ ቁጦባን ክህልዎም ።

ሓደ ሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ከም ምዕዛብ ትካላትን ምርኻብ ምስ ወሃብቲ ስራሕን ምድላው ውጥንን መገሻታት ናይ ስራሕ ምድላይን ሓገዝ ኣለዎ ።

ከም ተወሳኺ ናይ ቓንቓን ቦታን ምልምማድን ኣብ ማአከል ጥዕና ናይ ስራሕ ምልምማድን ክተዳሉ ኣለካ ። መራሕቲ መደብ ውን ኣለዉ ከም ምፍታን ኣብ ስራሕ ወይ ውዕል ናይ ትምህርቲ ምቕጻል ምርካብን ዕድላት ።

ዋላካ ንጥፈታት ናይ ምምሕዳር ተሓታትነት አንተኾነ (KAA)፡ ኣብዚ ዝሰርሑ ሰብ ክእለት ንመሓዝን ንምትብባዕን ነቶም ትሕቲ 20 ዓመት ትምህርቲ ከይዶም ዘይ ፈልጡ መንእሰያት ናይ ስራሕ ዝምድና ምስ ሀግትሪክት (Högtrycket) ኣለዎም ።