Medborgarkontoret ኣብ Ljusne

ቤት ጽሕፈት ዜግነት (Medborgarkontoret) ኣብ ዩስነ (Ljusne) ቐውዒ 2014 ተከፊቱን ናይ ኣኼባ ቦታ ንኩሉ ሕብረተሰብ ሓበሬታን ምውህሃድን ድማ ይህብ።

ቤት ጽሕፈት ዜግነት (Medborgarkontoret) ኣብ ዩስነ (Ljusne) ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ህዝባዊ ኣገልግሎት ይህብ። ኣብ ቤት ጽሕፈትና ንተወሰነ መዓልታት ቤት ጽሕፈት ዕዮን (Arbetsförmedlingen) ክፍሊ ዜግነትን (Migrationsverket) ይበጽሑና፡ እዚ ካብ ዝተወሰኑ መዓልታት ኣብ ውሽጢ ቦታ ናይ ስራህ ስምረት ኣገልግሎት ናይ ስደተኛታት ክፍሊ እዮም፡ ዛዕባታት ናይ ስዊድን ንናይ ትምህርቲ ክፍሊት ንምዝርራብ ምስ ፖለቲካውያን ኣኼባታት ይካየድ።

ቤት ጽሕፈት ዜግነት (Medborgarkontoret) ኮምፒተር የለቅሕን ከምኡዉን ናይ ሸቀጥ ቡንን ብምቕራብን ኣብ ከባቢኡ ንዘለዉ ውን ከም ክዳውንትን ኣቕሑ ገዛን ዝኣመሰሉ ብነጻ ሓገዝ ይገብር። ብተወሳኺ ናይ ጽግዕተኛታትን ስደተኛታትን ጥዕና ፡ ማእከል ጥዕና ዩስነ ፡ ቤት ትምህርቲ ፡ ፖሊስን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ብምውህሃድ ርትዓውን ህጹጽን ረዲኤት ይህቡ።

ቤት ጽሕፈት ዜግነት (Medborgarkontoret) ብተወሳኺ ሪክባት ኣለዎ ምስ ክንክን ጥዕና ሓደሽቲ ሓተቲ ዑቅባ፣ ዩስነ ሕክምና ማከል (Ljusne hälsocentral)፣ ቤት ትህምርቲ፣ ፕሊስ ከምኡዉን ማሕበራዊ ማከል።