Hjälpbild

ብከምዚ ኣገባብ ነዚ ዌብ ሳይት ትጥቀም

ኣብ ዚ ወ ብ ሳይት 6 ዝተፈላለይ ቆንቆታት ኣለው። ንሳቶም ካኣ ስቨንስካ፣ ዓረብ፣ ኢንግሊሽ፣ ዳሪ፣ ሶማሊ ከሙዉን ትግርኛ እዮም።

ነዚደለኹሞ ቓንቓ ኣብ ላዕላዋይ ጎኒ ኮይኑ ብጫ ሕ ብሪ ምልክት ዘለዎ ምስ ጠወኩ ም ይመ ጻልኩም።

ኣብቲ ሓበሬታ ወይ ድማ ቃላት ብምጥዋቅ ብሰፍሕ ዝበለ መግለጺ ትረክቡ።

ቓንቓ ኣብ ላዕላዋይ ጎኒ ኮይኑ ብጫ ሕ ብሪ ምልክት ዘለዎ ምስ ጠወኩ ም ይመ ጻልኩም። ኣብቲ ሓበሬታ ወይ ድማ ቃላት ብምጥዋቅ ብሰፍሕ ዝበለ መግለጺ ትረክቡ ።እዚ ዌብሳይት ዝተፈላለየ5 ክፋላት ዝሓዘ አዩ።

ንሳቶም ከኣ ስራሕን ትምህርትን, ክንክንን ጥዕናን, ሕብረተሰብ, ምንባር ከምኡውን ቆልዑን መንእሰያትን አዛኦም በሬታት ምስ ረከብካ ኣብኦም ብም ትዋቅ ዝሰፈሐ ሓበረታ ትረኪብ።

።ኣብ ነብሲ ወከፍ ገጽ ኣገደስቲ መራኸቢ ሊንካር ኣለዎ።ም ናልባት ንዓኻ ናብ ካልእ ገጻት ዝወሲድ ንእብነት Informationsverige.se, Migrationsverket ወይ 1177 Vårdguiden. እንተ ደኣ እቲ መራኸቢ ሊንክ ብትግርኛ ተዘይረኺብካዮ ብስቨንስካ ትረክቦ።

 

ንዝበለጸ ሓበረታ ኣብዚ ታሕቲ ኣንብቡ።