Redo

Redo ማለት ናይ ሓባር ቦታ ኮይኑ ምውህሃድ ምልምማድ ናይ ቃንቆ ከሙኡ አውን ናይ ሕብረተሰብ ምልላይ ንስደተኛታት ኣብ ሶደርሃምን Söderhamn እዩ። ኒክላስ

ኣብዚ ቦታ ባሓባር ዝተፈላለየ ዕድመ መንአሰያትን ዓበይትን ካብ ዝተፋላለይ ልዕሊ ዕዓሰርተ ሃገራትን ዝተፋላለየ ቃንቃታትን ይርከቦም።

ዝበዝሑ SFI ዝመሃሩ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ፍርቂ መዓልቲ ከኣ ኣብ Redo ይመሃሩ።

Redo ምስ ዝተፈላለያ ማሕበርን፣ጡርኑፋት ሕብረታትን ከምኡዉን ኣብያተ ቤት ትምህርትታትን ብሓባር ይሰርሕ።

ኣብ Redo ዝተፈላለየ ሞያዊ ትምርትታትን ምስ ኣካላዊ ብቅዓት ንኹሉ ሰብ ዘሳቲፍ ጸወታታት ንኣብነት ምጽዋት ባስከት ቦል፣ምግፋፍ ዓሳ፣ምንሽርታት ኣብ በረድ፣ምሕንባስ ክምኡዉን ምዝዋር ብሽክለታ የጠቃሊል።

ኣብ Redo ክትልቅሑ ትኽእሉ ብነጻ ዝደለኹሞ ናውቲ ስፖርት ካብ መኽዘን ናዉቲስፒኦርትና።