A-huset

A-huset

A-huset ኣብ ቨርኪስታደርና (Verkstäderna) ዝርከብ መዘናጊዒ ኪፍሊ ናይ መንእሰያት ኢዩ። ኣብዚ ኩሎም
መንእሰያት ናይ ዛ ከተማ ብድሕሪ ትምርቶም ወይ ኣብ ግዜ በዓል ተኣኪቦም ዝዛናግዑሉ ቦታ እዩ። ንሕና ቡዙሕ
ዕድመታት ነቅርብ ናይ ነጻ ንጥፈታት ከምኡዉን እቲ ዕድመታት ይሕግዝ ኣብ ምርካብ ካሊእ መንገድታት ናብ ዘዘናግዕ ነጻ ግዜ።
ንሕና ንሰርሕ ብተወሳኪ ኣንጻር ኣልኮላዊመስተ፣ ዕጸ ፋርስ(ሓሺሽ) ከምኡዉን ምድፋር (ምድንዳን)።

ንሕና ካብ ነቅርቦ ዕድመታት ናይቲ ንጥፈታት

ኮፍ ኢልካ እትዛናጋዕሉ ቦታ ፣ ማላማመዲ ኣዳራሽ ፣ናይ ሙዚቃ እስትድዮ ፣ቢላርዶ ፣ፒንግስ ፣ኣየር ሆኪ ፣መጻወቲ
ኩዑሶ፣ ዝተፋላለየ ጸወታ፣ባስኬት ፣ኩዑሶ እግሪ ፣ስኬት ቦርድ፣ ጨመተ፣ኬዶ ቡዙሕ ዝተፈላለየ ካልእን።

መጻወቲ ክፍሊ

ኮምፕዩተር Nintendo wii U, XBOX ONE, PS4, Kinect።

ሰምናዊ ሰርዑ ዝተፋላለ ውድድራት ፣ዝረአ ፊልምታት፣ ንሕና ብተወሳኺ ንሰርዕ ጽንብል መዕጸዊ ትምህርቲ፣
መዘናግዒ (disco)፣ብቀትታ ዝረኣየሉ ምርኢት ምስ ስነጥበባዊያን፣ ዉድድራት ኩዕሶ እግሪ፣ ኢነባንዲ
ዉድድራት (innebandycuper) ካልእ ቡዙሕ ዝተፈላለየ ።
ካብ 7 ክሳብ 18 ዓመት ተኮኑ ዕድመካ ካባና ናይ ነጻ ኣባልነት ትረክብ ትክል።


ሓፈሻዊ ናይ ስራሕ ሰዓታትና ምስ ክሊዕድመexternal link, opens in new window