Bowlinghall & ungdomscafé

ኣብዚ ቲረኪብ ብሉጻት መጻወቲ ቦሊንግ bowlinghall ፣ንዕድመኩም ዝተፈላለየ ብዝቀለለ ንሕና ነዳልዎ ቡን ፣ሳንዱሽ ፣ቁርሲ ቡን፣ቡን ወይ ለስላሳ ብዝሓሸ ዋጋ።

ናብዚ ናትና ቦውሊንግ ቅድመ ምጽዋትካ ቦታ ምትሓዝ ጥራይ ዩ ዘድሊ ምጹ ብጽሑና ኪትጻወቱ ምስትደሊዩ ። ብተወሳኺ ግን ናባና ብምድዋል ቦታ ኪትሕዙ ትኽእሉ ወይ ዉን ባልኹም በዚ ናትና ወብሳይት ብቀትታ ቦታ ክትሕዙ ትኽእሉ።external link, opens in new window

ኣብዚ ናትና ኣዳራሸ ኩሉ ግዜ ዝኾነ ነገር ኣሎ፣ንሕና ኣለዋና ቡዙሓት ንጥፋት ክለባት እብዚ ዝወዳደራን ልምምድ ዝገብራን።

ንኹሉ ዘሳትፍ ካብ ናይ መንእሰያት መሰልጠኒ ማከል ክሳብ ናይ ማሕበራት ጥሮታ። ብተወሳኺ ዓርብን ቀዳምን ንቆልዕኹም ናይ ቦውሊንግ ቦታ ክትሕዙሎም ትኽእሉ። ኩሉ ግዜ ዓርባን ቀዳምን ምሸት ነዳሉው ምሸታዊ ትልሂት ሙዚቃን (discobowling) ዲም ላይቲን (discobelysning)።

ክትኮኑ ስማርት ኣባል ወይዉን ኣባልነት ናይ Verkstäderna bowlar 10 ክሮነር ጥራህ ንሓደ ሰብ። ንዝተፈላለየ ሕቶታት ፣027072481 ደዊልኩም ርኸቡና ዝኽፈተሉ ሰዓታትና፣external link, opens in new window