መራኸቢ ቦታ

ምምሕዳር ከተማ ነቶም ኣብቲ ምምሕዳር ዘለዉ ኣረጋውያን ምስ ብሕታዊ ድሌት ዘለዎም ኣባላት ኮይኑ መራኸቢ ቦታ የዳሉ።

መራኸቢ ቦታ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ናይ ምምሕዳር ይርከብ።

ኣብ ሰደርሃምን ሰንዮርቸንተር ሱልግሌንታን (seniorcenter Solgläntan) ኣብ ዩስነ ድማ ትሬፍፑንተር (Träffpunkten) ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ይካየዱ። ናብነት ከም፡ ብሓባር ምዝማር፡ ኮፍ አልካ ምስዕሳዕን ምንቕስቓስ ምስ ተወሳኺ ንጥፈታትን ካልእን።

ሱልግሌንታል ውን መራኸቢ ቦታ ናይ ኣረጋውያንን ናይ ሓንጎል ጸገም ዘለዎምን ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ሕማማት ሓበሬታ ዝረኽቡሉ እዩ።

ሰሙናኢመደባት መራኸቢታት ሰዓታት። External link, opens in new window.

ተወሳኺ ሌንካር

​ፋርማሲ/ቤትመድሃኒት

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።