ናይ ዕረፍቲ ገዛ

እንተ ደኣ ስራሕ ወይ ትምህርቲ ሃሊካ ደቅኻ ኣብ ናይ ነጻ መውዓሊ ገዛ ክጸንሑ ይኽእሉ ድሕሪ ትምህርቲ ምፍዳሶም።

ናይ ነጻ መውዓሊ ገዛ ካብ ቅድመ ትምህርቲ ክሳብ 13 ዓመት ዝመልኡ ይቅበል።

ናይ ነጻ መውዓሊ ገዛ መብዛሕቱ ግዜ ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ትምህርቲ ወይ በሓደ ወገን ናይቲ ቤት ትምህርቲ ይሪከብ። ቤት ትምህርቲን ናይ ነጻ መውዓሊ ገዛን ኣባላት ሰራሕተናታት ብሓደ ይሰርሑ።

ወድኻ ኣብ ናይ ነዛ መውዓሊ ገዛ ክጸንሕ ተደሊኻ ኣብ ልዕሊ ናይ ቤት ትምህርቲ ተወሳኺ ክፍሊት ትኸፍል።

ምምሕዳር ይዉሱኑ ንኣከፋፍላ መጠንገንዘብ ዚሚልከት።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ናይ ዕረፍቲ ገዛ። Pdf, 664.3 kB, opens in new window.