ትምህርቲ ንዓበይቲ

ኣብ ሰደርሃምን ትምህርቲ ንዓበይቲ ንኩሉ ደረጃታት ኣሎ።
CFL ቤት ትምህርትን ኣኼባ ዝካየደሉን ንኹሉ ብማዕረ ክፉት እዩ።
ኣብዚ አንበኣር ሓደ ሰብ ንሓንቲ ዓይነት ትምህርቲ ወይ ንሓደ ኮርስ ዝጎደለካ ኣብ ናይ መባእታን ላዕለዋይን ደረጃ ዘይ ወሰድካዮ ንክትዛዝሞ ይሕግዘካ።
እዚ ውን ሓደ መንገዲ ናይ ስራሕ ወይ ናይ ተግባረ ኢድ ትመሃረሉን ክኸውን ይኽእል ግን ከኣ ብተወሳኺ ንዩኒቨርስቲ ንክትቕጽል የኽእለካ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ትምህርቲ ንዓበይቲ። Pdf, 2.6 MB, opens in new window.