2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ

ኣብ ሰደርሃምን ሓንቲ ቤት ትምህርቲ 2ይ ደረጃ Staffangymnasiet ትበሃል ከም ሓደ ክፋል ናይ ሄልሲንላንድ (Hälsingland) ማሕበረ ትምህርቲ እያ።

ኣብዚ ተወከሱ ናይ Staffangymnasiet External link, opens in new window.

ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ ዕላምኡ ንመናእሰይ ካብ 16 ክሳብ 20 ዝዕድሚኦም እዩ።

ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ ብነጻን ብግላዊ ድሌትን ዝውሰድ መንእሰያት ድሕሪ ናይ መባእታ ትምሕርቶም ምዝዛም ብምርጫ ዝፍጽምዎ ቤት ትምህርቲ እዩ።

እቶም ዝተፈላለዩ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ መደብ ድማ ናይ ተግባረእድ ትምህርትን ወይ ድማ ንላዕለዋይ ደረጃ ምድላውን ክከውን ይኽእል አዩ።

ከም ተወሳኺ ውን ናይ ምእተዊ መደብ ኣሎ ነቶም ካብ 16 ክሳብ 20 ዝዕድሚኦምን ነቶም ፍልጠቶም ክብ ከብሉ ዝደልዩ ተማሃሮን ይህብ።
ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ 2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ። Pdf, 612.6 kB, opens in new window.