ስራሕን ትምህርትን

ኣብዚ ምሉእ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ቖልዑ፡ ቤት ትምህርቲ፡ ትምህርቲ ንመንእሰያትን ስቬንስካ ንስደተኛታትን (SFI) ኣብ ሰደርሃምን የጠቓልል።

ኣብዚ ከም ተወሳኺ ፍልጠት ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ኣብ ሰደርሃምን ውን ኣሎ።

ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ኣብ ሽወደን ኣብ ፊልም ብምራኣይ ጀምር። External link, opens in new window.