ኣብ Söderhamn ብኸምዚ መንገዲ ይዉስኑ

ኣብ ምምሕዳር ሶደርሃም ንዝለዓለ ፖለቲካዊ ዉሳነ kommunfullmäktige ዝህቡ ኣካላት 49 ተወከልቲ ኣልዎም። ንናይ መዛጋጃቤት ምንቅስቃሳት ስራሕን መምሃሪን ይቅርብ። ናይ መዛጋጃቤት ዝለዓሉ ፖለቲከኛታት kommunfullmäktige ኣብ Rådhuset ዉሽጢ ካብ ሰዓት 18.00 ሶኒ መወዳታ ናይ ነብሲወከፍ ወርሒ ይርከቡ።
Kommunstyrelsen ንዝተዋህበ ዉሳኔ ኣብግብሪ ንምዉዓልን ንምከታተሊን ሓላፍነት ኣለዎ።

ድጋፍ ኣለዎ kommunstyrelsen ኣብ ምሕደራታት-kommunstyrelseförvaltningen, ንሶም ምስ ናይ ምምሕዳር ኣማሓዳድራ ን ዉህደትን ይሰርሕ።

ነፍስወከፍ ምሕደራታት ብፖሎቲካዊ ኮሚተ ይምራሕ።

መዓልታዊ ዝስርሑ ስራሓት ኣብ መዛጋጃቤት ብዝተፈላለዩ ምሕደራታት ይካየዱ።

 

ኣብ Söderhamn ብኸምዚ መንገዲ ይዉስኑ

 

Arbetsmarknads- och socialförvaltningen
ናይ ዉልቀ ሰብን ስድራቤትን ክንክን ሓላፍነት ኣለዎ። ገንዘባዊ ሓገዝ ፣ቆልዑ ጠበቃ፣ናይ መንእሰያትን ዓበይትን ክንክን፣ምኽሪ ኣገልግሎት፣ናይ ስደተናታት ኣገልግሎት፣ ናይ ኣልኮላዊ መስተን መጠን ዕጸ ፋርስን ምክልኻል ይሰርሕ።


Barn- och utbildningsförvaltningen
ናይ ቅድመ ትምህርቲ፣ነጻ መውዓሊ ገዛ፣ ቅድመ ትምህርቲ ክላስ፣ መባታ ቤት ትምህርቲ ከምኡዉን ንኣካለስንኩላን ቤት ትምህርቲ ወይ ባህላዊ ትምህርቲን ሓላፍነት ኣለዎ።

 

Bygg- och miljöförvaltningen
ብተወሳኺ ሓላፍነት ናይ ጽሬት ኣከባቢ፣ቁጽጽር ጥዕና፣ቁጽጽር መግቢ ከምኡዉን ናይ ህንጸት ፍቃድ ኣለዎ።

 

Kultur- och samhällsserviceförvaltningen
ዉጥን ናይ ምዕባለታት ባህሊን ነጻ ዝርርብን፣ ኣገልግሎት መንገድታት፣ ጎደናታት፣ መናፈሻታትን ናይ ኣመጋግባ ኣገልግሎትን ሓላፍነት ኣለዎ።

 

Omvårdnadsförvaltningen
ሓላፍነት ናይ ዓበይትን ናይ ኣካለ ስንኩላን ክንክን ኣለዎ። ሓላፍነት ናይ ገዛ ተኣለይቲ፣ክንክን ኣብ መእለይ ቦታ ንዝእለዩን ዉልቃዊ ሓገዝን ኣለዎ። ንዝተወሰኑ ናይ ጥዕና ሓገዝ ሓላፍነት ኣለዎ።

 

Överförmyndarenheten
ቁጽጽር ናይ ጠበቃታት ወይ ኣላይ። ፍቃድ ዘይብሎም ቆልዑ ወይ ፍቃድ ዘብሎም ሰባት ፍትሓዊ ምስዘይከውን ሓላፍነት ኣለዎ።