ነጻ ካርድ ኣዉተቡስ

ናይ ቤት ትምህርቲ መጋዓዝያ ኩሎም ተማሃሮ መንእሰያት ካብ 7 ክሳብ 19 ዝዕድሚኦም ኣብ ዉሽጢ ምምሕዳር ሶደርሃምን ምዝጉባት ዚኮኑ ናይ ኣውተቡስ ካርድ ክወስዱ ይፍከዶም ኣብ ዉሽጢ ምምሕዳር ናብዚደለይዎ ክጋዓዙ ይኽእሉ።

እቲ ካርድ ካብን ናብን ቤት ትምህርቲ ከምኡ ዉን ብምሸት ፣ቀዳመ ሰንበት ን ኩሉ በዓላትን ክትጎዓዝ የገልጊል።

እቲ ኣዉተቡስ ካርድ ተጠፊኡካ ወይ ተተሰሩካ – ሓዲሽ ንምርካብ እቲ ተማሃራይ ናብ ቤትምህርቲ ኦፊስ ብምምጻእ ይሕብር።

ናይ ህዝቢ መጋዓዝያ ክጥቀም ዘይክእል ተማሃራይ ናይ ቤት ትምህርቲ ኣዉተቡስ ወይ ታክሲ ይግበረሉ።

ብ ርሕቀት ናይቲ መንገዲ ንቆጻጸሮ፣ናይ መጋዓዝያ ዋሕዲ ዘለዎም ወይ ተማሃራይ/ት ናይ ኣካለ ጉዳት ዘለዎም።

ኣብ ዉሽጢ ሶደርሃምን በዚ ርሕቀት የገልግል፣

2 ኪሎሜተርን 1-3 ዕድሚኦም

3 ኪሎሜተር ን 4-6 ዕድሚኦም

4ኪሎሜተር ን 7-9 ዕድሚኦም

ብተወሳኺ ናይ ቤት ትምህርቲ መጋዓዝያ ኣንቡቡ (ብሽወደን). External link, opens in new window.