ማእከል ጥዕና

ዳርጋ ዝበዚሕ ግዜ ሕክምናዊ መርመራ ትረኪብ ትኽእል ኣብ ማእከል ጥዕና አንተደኣ ተጸሊኡካ። 

ንስኻ ትመርጽ ብዝልኻ ኣበየናይ ማእከል ጥዕና ሕክምናዊ መርመራ ትገብር። እቲ ማከል ጥዕና ኣብ ጥቃ ገዛኻ ወይ ሲራሕካ ምስ ዚከዊን።

ኩሎም ልዕሊ 15 ዝዕድሚኣኦም ኣብ ዚመረጽዎ ማከል ጥዕና ክኸዱ እኽሉ ንቆልዑ ትሕቲ 15 ዝዕድሚኣኦም ኣላያኦም ይመርጸሎም።

ኣብ ዚደለኹሞ ማእከል ጥዕና ኣብቲ ፋይል መሊኩም ናብዚ ከተምጹልና ትኽእሉ። External link, opens in new window.

ካርታ፣: ማእከል ጥዕና.

ተወሳኺ ሌንካር

​ፋርማሲ/ቤትመድሃኒት

መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ ኢኻ እትዕድጎ። ገለ መድሃኒታት ካብ ሓኪምካ ፕረስክሪፕሽን የድልዮ። እቶም ኣብ ፋርማሲ ዚሰርሑ ብዛዕባ ሕማምን ኣፋውስን ብዙሕ ይፈልጡ እዮም። ንሓያሎ ሕቶታትካ ኪምልሹ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ፋርማሲ ንእተፈላዩ ሕማማት ዚምልከቱ ብሮሹራትውን ይርከብ እዩ።