ቤት ትምህርቲ መባእታ ንስንኩላን

ቕልዑ ናይ ምምዕባል ጸገም ዘለዎም ነቲ ናይ ንቡር ቤት ትምህርቲ ክወስድዎ ዘይ ከኣሉ ዝወሃብ ትምህርቲ እዩ። ስለዚ ድማ ቖልዑ ናብዚ ቤት ትምህርቲ ዝኸዱ።

ሓደ ተማሃራይ ቕድሚ ኣብ ቤት ትምህርቲ መባእታ ስንኩላን ምጅማሩ መጽናዕቲ ዝግበረሉ።

ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣማኽርቲ ይርከቡ ንስኻ ውን ከም ወላዲ ምኽርካ ክትህብ ኣለካ ቕድቢ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ስንኩላን ምጅማሩ።

ኣብ ሰደርሃምን ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ስንኩላን ኣብ ስተንበርጋስኩላን ኣብ ዩስነ ይርከብ።

ኣብ ቤት ትምህርቲ ስተንበርጋ መባእታ ቤት ትምህርቲ ስንኩላንን ቤት ትምህርቲ መባእታን ብሓደ ናይ ንትፈታት ቦታ ተካፊሎም ይጥቐምሉ ከም ምስኣል፡ ንጥፈታት ናይ ገዛ፡ ስፖርት፡ ምስናዕን መመገብን ብሓደ ይጥቖምሎም። ኣብ ክልቲኡ ዝሰርሑ ኣባላት ውን ኣለውዎም።
ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ መባእታ ንስንኩላን። Pdf, 474.7 kB, opens in new window.