ዩኒቨርስቲ ወይ ዝለዓለ ትምህርቲ

2ይ ደረጃ ትምህርቲ ድሕሪ ምዉዳካ ኣብ ሓደ ዩንቨርስቲ ወይ ዝለዓለ ትምህርቲ ናይ ፕሮግራም መደብ ትምህርቲ ወይ ናይ ዉልቂ ኮርሳት ክትመሃር ትኽእል።

ነቲ እትደልዮ ኮርስ ክትወስድ ዘድልዩኻ ረቃሒታት ከኣ ናይ 2ይ ደረጃ ትምህርቲ ዝወደካሎም ባጀላ ወይ ዲፕሎም ተቅርብ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ዩኒቨርስቲ ወይ ዝለዓለ ትምህርቲ! External link, opens in new window.