ቅድመ ትምህርቲ ክላስ

ዉላድካ ካብ ሓደ ዓመት ወይ ምስ ቀውዒ ሰሚስተር 6 ዓመት ዝመልአ ኮልዓ ናይ ቅድመ ትምህርቲ ክላስ ኪጅምር ይኽእል።

ቅድመ ትምህርቲ ወይ ቅድመ ክላስ ግዴታዊ እዩ።

ቅድመ ትምህርቲ ወይ ቅድመ ክላስ መዳለዊ ቅድሚ ግደታዊ ትምህርቲ ዝጅምሩ እዩ።

ቆልዑኩም ይኸዱ ናብ ቤት ትምህርቲ ወይ ጥቓ እቲ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ኣደራሽ ከባቢ ሰለስተ ሰዓት ኣብ መዓልቲ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ቅድመ ትምህርቲ ክላስ።  Pdf, 676.1 kB, opens in new window.