ዝለዓለ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ

ዝለዓለ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ ሓደ ኣማራጺ ነቶም ላዕለዋይን ካልኣይን ደረጃ ወይ ኮምቮክስ ንዝመሃሩ ካብ ደቒ 18 ዝመልኡ እዩ።

ኣብ ገለገለ ዝለዓለ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ቐረባ ግዜ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዝተፈላለየ ኮርሳት ይህብ።

ዝለዓለ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ሰደርሃምን Söderhamn ኣብ ኩልቱረንስ ሁስ Vågbro ኣሎ።

ኣብዚ ኣንብቡ ብ ትግርኛ ብዛዕባ ዝለዓለ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ! External link, opens in new window.